Eritrean
.info
Eritrea latest news
ምቛም ሓድነታዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ግዜኡ ሕጂ እዩ!
[Awate]
-
19/02/2021
ደራሲ: ሳልሕ ዩኑስ ተርጓሚ: ሳሙኤል ኣማሃ ቅድሚ 19 ዓመታት፡ ልክዕ ንምዃን ኣብ 2 ለካቲት 2002፡ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሃገራዊ ባይቶ ብምርካስ ብገዛእ ኢዱ ነብሱ ከሕቅቕ ገይሩዎ እዩ። እቲ ሃገራዊ ባይቶ ብኸመይን ስለምንታይን ነቲ ዘሕፍር ነብሰ-ቕትለታዊ ስጕምቲ እቲ ወሲዱ ኣብዚ መላግቦ ተገሊጹ ኣሎ (ኣብዚ)። ንፈጻሚ ኣካል መንግስቲ ልጓም ኰይኑ ክቕይድ ዝኽእል ዝነበረ ኣውራ ትካል ምፍራሱ፡ ኤርትራ ናብ … The post ምቛም ሓድነታዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ግዜኡ ሕጂ እዩ! appeared first on (...)
... Article published by "Awate", read the whole article
Tweeter
|
Terms of Service
| Copyright © All Rights Reserved - DIRECTWAY